4,6 ገምጋም ካብ 33 ሰባት

ሕቶን መልስን

ሕቶታትኩም ካብዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ወጻኢ ምስ ዝኾኑ ብኢመይል ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፣ ከም ኡ’ውን ናይ ቀጻሊ ትሕዝቶ ተኻፈልቲ ንኽትኮኑ ኢመይልኩም ጌርኩም ክትምዝገቡ፡ውን ትኽእሉ ኢኹም።

Hours
Minutes
Seconds

እቲ ወጻኢታት ኣብ ከም ባዓል ዶመይን፣ ሆስቲንግ፣ዲዛይንን ካሎኦት ዝለዓለ ኣገልግሎት ዛመስሉ ሮቓሒታት ይሙርኮስ። መሰረታዊ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዓመት

  • ኣይኮነንን! ከም ዎርድፕረስ፣ ዊክስን፣ ሾፒፋይን ዛመሰሉ መድረኻት፣ ሰስሒብካ እንዳኣውረድካ ዓቐን ናይቲ ዝደለኻዮ እንዳ ራኣኻ ብዝቐለለ መንገዲ ዲግሪ ወይ ኮዲንግ ከየጽናዕካ ዌብሳይት ክትፈጥር የኽእሉኻ።
  • ዌብ ሆስቲንግ ንፋይላት ዌብሳይትካ ዝዕቅብን ብኢንተርነት ክርከብ ከም ዝኽእል ዝገብርን ኣገልግሎት እዩ።

 

  • ዌብሳይት ከም ማእከላይ ኮይኑ ዝስርሕ፣ ቪድዮተትካ ከተካፍል፣ ብሎግ ክትፈጥር፣ ፍርያት ከተቕርብን ካብ ዩቱብ ወጻኢ ምስ ተዓዘብትኻ ከትራኸብ የኽእለካ።
  • ነቲ ናትካ ብራንድ ወይ ትካል ዘንጸባርቕን ተዝካርን ተዛማድን ናይ ዶሜይን ስም ምረጽ። ንዝሓሸ ኣፍልጥ .com , .net ወይ .org ተጠቐም።